"ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ነቲ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝቐረበ ዳግም ናይ ምቕላስ እማመ ከም ዝድግፍ ገሊጹ። እቲ መግለጺ፡ ስምምዕ ተጻብኦ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበር ዝጽውዕ ኰይኑ፡ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምፍናውን ምጥያስን ...
ኣብ ኢትዮጵያ: ኣብ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ዝለዓለ ነጥቢ ንዘምፅኡ ተመሃሮ፡ ፈላማይ ዝኾነ ሃገራዊ ሽልማት ተዋሂቡዎም። ነቲ ስነ-ስርዓት ዘዳለወ፡ ትካል ሃገራዊ ሽልማት ተመሃሮ ኢትዮጵያ፡ ዕላማ ናይቲ ሽልማት፡ ጽፈት ትምህርቲ ዋኒን ኩሉ ሕብረተሰብ ኸውን ምግባር እዩ ይብል። ተሸለምቲ ተመሃሮ እውን ንድምፂ ኣመ ...
The U.S. Department of Defense announced Wednesday it has begun deploying 1,500 active-duty troops to help secure the southern border. The Pentagon also will provide military aircraft for Department ...
The government of General Brice Oligui Nguema said Thursday that presidential elections would be held on April 12, a key step to re-establish civilian rule after a coup ended the Bongo dynasty's ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ወረዳ ዳውንት ናብ ደሴ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ተገልቢጣ 25 ሰባት ምሟቶም ፖሊስ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣፍልጡ። እቲ ሓደጋ መኪና ኣብቲ ዕጡቓት ፋኖ ዝቆጻጸርዎ ቦታ ምዃኑ`ውን ተሓቢሩ`ሎ። ንድምጺ ኣመሪካ ዝተዛረቡ ገለ ነበርቲ`ታ ወረዳ በቲ ሓደጋ መኪና ዝሞቱ ልዕሊ 40 ሰባት እዮም ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንዓቃባዊ ተቓላሳይን ጸሓፋይን ብረንት ቦዘል ነቲ ድምጺ ኣመሪካ ዝረከቦ ሓሙሽተ መሓውራት ዜና ዝሓዘ ትካል 'ኣህጉራዊ ሚድያ መንግስቲ ኣመሪካ` ንክመርሕ መዚዝዎ። ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ኣብቲ `ትሩዝ ሶሻል` ዝብሃል ናይ ባዕሉ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ከም መስራትን ፕረዚደንትን ...
ሕቡራት ሃገራት ምጥያስ ስደተኛታት 'ስርሒት ህይወት ኣድሕን`ዩ` ክብል ንትእዛዝ ፕረዚደንት ትራምፕ ግብረ-መልሲ ሂቡ። ሕቡራት ሃገራት ነዚ ምላሽ ዝሃበ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ እቶም ናብ ኣመሪካ ንኽኣትዉ ኣቐዲሙ ዝተፈቕደሎም ሓዊሱ ንኹሉ ምእታው ስደተኛታት ደው ከብሎ`የ ምስ በለ`ዩ። ትራምፕ ቃለ-ማሕላ ...
ዕጡቓት ሑቲ የመን ኣብታ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሒዞማ ዝጸንሑ ጋላክሲ ሊደር ትብሃል መካይን ትስከም መርከብ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ለቒቖሞም። ዕጡቓት ሑቲ ነታ መርከብ ዝሓዝዋ ምስ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ብዘለዎም ተቓውሞ`ዩ። እቶም ዕጡቓት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ብሽምግልና ዖማን ነቶም ...
(41 ትርብዒት ኪሎሜተር) ኣብ ዝርከበ ጣሻ ሃሚዅ ኣሎ። ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣስታት 50-ሽሕ ነበርቲ ድማ ካብ መንበሪታቶም ክወጽኡ መምርሒ ተዋሂቡ ኣሎ። ካስታይክ ሌክ ዝተባህለ ዝተሓደሰ ባርዕ ...