ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ወረዳ ዳውንት ናብ ደሴ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ተገልቢጣ 25 ሰባት ምሟቶም ፖሊስ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣፍልጡ። እቲ ሓደጋ መኪና ኣብቲ ዕጡቓት ፋኖ ዝቆጻጸርዎ ቦታ ምዃኑ`ውን ተሓቢሩ`ሎ። ንድምጺ ኣመሪካ ዝተዛረቡ ገለ ነበርቲ`ታ ወረዳ በቲ ሓደጋ መኪና ዝሞቱ ልዕሊ 40 ሰባት እዮም ...
(41 ትርብዒት ኪሎሜተር) ኣብ ዝርከበ ጣሻ ሃሚዅ ኣሎ። ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣስታት 50-ሽሕ ነበርቲ ድማ ካብ መንበሪታቶም ክወጽኡ መምርሒ ተዋሂቡ ኣሎ። ካስታይክ ሌክ ዝተባህለ ዝተሓደሰ ባርዕ ...
ኣርባዕተ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣኽሱም፡ ተመሃሮ ኣመንቲ እስልምና ሕጃብ ለቢሰን ንኸይመሃራ ድሕሪ ምእጋዱ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ወገናት ክልል ትግራይ መዛረቢ ዛዕባ ኰይኑ ኣሎ። በበይኖም ኣካላት እቲ ጉዳይ፡ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንዓቃባዊ ተቓላሳይን ጸሓፋይን ብረንት ቦዘል ነቲ ድምጺ ኣመሪካ ዝረከቦ ሓሙሽተ መሓውራት ዜና ዝሓዘ ትካል 'ኣህጉራዊ ሚድያ መንግስቲ ኣመሪካ` ንክመርሕ መዚዝዎ። ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ኣብቲ `ትሩዝ ሶሻል` ዝብሃል ናይ ባዕሉ ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ከም መስራትን ፕረዚደንትን ...
ሕቡራት ሃገራት ምጥያስ ስደተኛታት 'ስርሒት ህይወት ኣድሕን`ዩ` ክብል ንትእዛዝ ፕረዚደንት ትራምፕ ግብረ-መልሲ ሂቡ። ሕቡራት ሃገራት ነዚ ምላሽ ዝሃበ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ እቶም ናብ ኣመሪካ ንኽኣትዉ ኣቐዲሙ ዝተፈቕደሎም ሓዊሱ ንኹሉ ምእታው ስደተኛታት ደው ከብሎ`የ ምስ በለ`ዩ። ትራምፕ ቃለ-ማሕላ ...
ዕጡቓት ሑቲ የመን ኣብታ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሒዞማ ዝጸንሑ ጋላክሲ ሊደር ትብሃል መካይን ትስከም መርከብ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ለቒቖሞም። ዕጡቓት ሑቲ ነታ መርከብ ዝሓዝዋ ምስ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ብዘለዎም ተቓውሞ`ዩ። እቶም ዕጡቓት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ብሽምግልና ዖማን ነቶም ...
The Israeli military said on Wednesday that its combat troops who had fought in the Jabaliya area for weeks left the Gaza ...
President Trump vowed on Tuesday to hit the European Union with tariffs and warned that a 10% duty on Chinese imports could ...
A local official reports the M23 rebel group has seized the eastern town of Minova, a main supply route for the provincial ...