ኣቶ ልደቱ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብታ ሃገር ንምእታው ዝገበሮ ፈተነ ከም ዘይተዓወተ፡ ኣብ ቀጻሊ ግን ብኻልእ መንገዲ ኣየር ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝምለስ ሓቢሩ። ...